" ካብ ልበይ ጽቡቕ ነገር ይግንፍል፣ ድርሳናተይ ንንጉስ እዩ፣ እብል፣ ልሳነይ ከም ብርዒ ቕልጡፍ ጸሓፊ እያ።" (መዝሙር 45:1)
ክቡራትን ፍቑራትን ኣሕዋት፣ ኣብ መልእኽቲ ወንጌል ዝተወከለ ሓጸርቲ ስነ-ጽሑፋት፡ ወይ ግጥምታት ምዚህልወኩም፣ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መጠይቕ መሊእኩም ስደዱልና።