ጸሎት ኣብ ስደትን ጸበባን ዘላ ቤተ-ክርስትያን
- ኣብ ኤርትራ፡ ኢራቅ፡ ሶርያ፡ ኢራን፡ ሱዳን፡ ህንዲ፡ ቻይናን ኣብ ምሉእ ዓለምን ኣብ ስደትን ጸበባን ዘላ ቤተ-ክርስትያን ንጸሊ
- ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ንዘለዉ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ንጸሊ
- ስለ ስድራ-ቤት ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ንጸሊ
- ስለ እቶም ንቤተ-ክርስትያን ዝሰጉን ዘሳቕዩን ሰባት ድሕነት ንጸሊ
- እግዚኣብሄር ኣምላኽ ስለ ህዝቡ ክለዓልን ንጸላእቱ ፋሕ ከብሎምን ንጸሊ
- ሓይልታትን ስልጣናትን ጸልማት ኣብ ልዕሊ ሃገርናን ኪኒኡን ሓይሊን ስልጣንን ክስእኑ ንጸሊ