ኣርእስቲ ጸሎት ስድራ-ቤት
ስለ ፍቕሪ፡ ምክብባርን ቅድስናን ሰብ ሓዳር ንጸሊ
ስለ ህጻናት ብመገዲ ኣምላኽ ክዓብዩ ንጸሊ
ስለ ውሉድ ንወለዶም ከኽብሩን ክእዘዙን ንጸሊ
ስለ መዓልታዊ ቀረብ ምግቢ፡ መጽለሊ፡ ክዳውንትን ካልእ ቀረባትን ንጸሊ