ኽብርቲ ዕንቍ - ማቴዎስ 13:45-46

45 ድማ መንግስተ ሰማያት ጽቡቕቲ ዕንቊ ዚደሊ ነጋዳይ ትመስል። 46 - ሓንቲ ኽብርቲ ዕንቊ ምስ ረኸበ፡ ከይዱ ዘለዎ ዂሉ ሸጠ እሞ ዓደጋ።