ዝተሓብአ መዝገብ - ማቴዎስ 13:44

44 ድማ መንግስተ ሰማያት ኣብ ግራት እተሐብኤ እሞ ሰብ ረኺቡ ዝሐብኦ መዝገብ ትመስል። ብታሕጓስ ከይዱስ፡ ዘለዎ ዂሉ ሸይጡ ነታ ግራት እቲኣ ዐደጋ።