ራድዮ ሩፍታ 24/ 7

ወንጌል ንብዘሎ ፍጥረት፡

  • ርእሱ ዝኸኣለ ክርስትያናዊ ኣገልግሎት ኢዩ።
  • ብመሪሕነት መንፈስ ቅዱስ ኣብ ቃል ኣምላኽ ተወኪሉ ይምህር።

ዕላማ:

  • ወንጌል የሱስ ክርስቶስ ኣብ ንብዘሎ ፍጥረት ምዝርጋሕ (ዮሃ 3፣16)
  • ነሕዋት ኣብ ውጽኢታዊ ጸሎት ምስታፍ (ኤፌ 6፡18)
  • ነሕዋት ቃል ኣምላኽ ምስናቕ (2 ጢሞ 4፣2)
  • ኣብ መንጎ ማሕበራት ክርስቶስ ዘሎ ዝምድና ምድልዳል (ኤፌ 4፡4-6)
  • ኣብ ብዘሎ ፍጥረት ፍርሃተ እግዚኣብሄር ዘለዎ ወለዶ ምህናጽ (ዘዳ 16፡20)
  • ኣሕዋት ኣብ ምህናጽ ሕብረተሰብ ብንጡፍ ከም ዝሳተፉ ምግባር (ማቴ 5፡16)
  • የሱስ በለ፣ "ንማሕበረይ ከኣ ኣብዛ ኸውሒ እዚኣ ኽሃንጻ እየ፡ ደጌታት ሲኦል ድማ ኣይሕይልዋን።" (ማቴዎስ 16:18)